Date: Sunday, 07 June 2020
ኤርትራ ኣብ ገማግም የመን መጥቃዕቲ ከምዝፈጸመት ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ማእከላይ ምብራቕ ገሊጸን ኔረን።
እቲ ናይ ዓረብኛ ጋዜጣ ትማሊ ዘውጽኦ ሓበሬታ፡ “ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ሓሽሽ ኮንትሮባንዳ ዘሰጋግር ንሓደ ናይ ማፍያ ጉጅለ ንምቁጽጻር ዝተገብረ ንኡሽቶ ፍጻመ” ድራማዊ መልክዕ ከትሕዞ ፈቲኑ ብምባል እቲ ጋዜጥዊ መግለጺ ናይ መንግስቲ ኤርትራ ገሊጹ።
ብረቡዕ 3 ሰነ ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ ኣብ ደሴታት ዙቑርን ሓኒሽን ናይ የመን፣ መጥቃዕቲ ከምዘካየደ ንኣዛዚ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ የመን ሜጀር ጀነራል ኻልድ ኣል ቓማሊ ጠቒሰን ጋዜጣታት የመን ሓቢረን ኔረን።
Spende in Deutschland für Rora Router Project - Eritrean Digital Library - ሓገዝ ንፕሮጀክት ኣብ ጀርመን ንሮራ ድጂታል ቤተ-መጻሕፍቲ ኤርትራ
ፕሮጀክት ጸረ-ወረራ ኣንበጣ ኣብ ኤርትራ - ሃገራዊ ሽማግለ ኤርትራውያን ሽቱትጋርት
ፕሮጀክት ጸረ-ወራር ኣንበጣ ኣብ ኤርትራ - ሃገራዊ ሽማግለ ኤርትራውያን ኣብ ጀርመን