ፌስቲቫል ከም ልሙድ መላእ ማሕበረኮም ኤርትራ ኣብ ኤውሮጳ ባህሉ፥ ልምዱን፥ ክቡር ያትኡን ንሓድሽ ወለዶ ዘሰጋገረሉ፥ ሃገራዊ ምርኢት ዘቕርበሉ፥ ንካልኦት ዜጋታት ዘፋልጠሉን ኮይኑ፥ ፍርያቱ ንህዝቢ ኣብ ምፍላጥ ባይታ ዝረኽበሉ፥ ከምኡ`ውን ሞይኡን መሃዝነቱን ንህዝቢ ዘርእየሉ ጽቡቕ ዕድል ኮይኑ ጸኒሑ እዩ። ፌስቲቫልና ብዕድመ ዝደፍኡ ዓበይቲ፥ ማእከላይ ዕድመ፥ መንእሰያትን፥ ኣብ ዝተፈላለየ ዕድመ ዘለዉ ህጻናትን ዘሳትፍ መራኸቢ ባይታ ኮይኑ፥ ሓደ ስድራቤታዊ ምትእኽኻብ ዘአንግድ መንፈስ ኮይኑ ክቐርብ እዩ።
ወግዓዊ መኽፈቲን - ሽግ ፌስቲቫል ኤርትራ 2020
ነጸብራቕ ፈስቲቫላት ኣብ ኤውሮጳ
ሰሚናር ብላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ
ቃለ-መሕትትን ዘተን
ቀያሕቲ ዕምባባ ኣብ ኤውሮጳ
ሕብሪ ዓይንና
ኤርትራን ዓለምናን
ኤርትራ ሎሚ Eritrea Today
ኢሪስፖራ Identity in Diaspora
ባህላዊ ምርኢት ‘Memorial Live Concert’
ኣምበልብሊ
Eyewitness of the Eritrean Revolution
EmbassyMedia ብዝዝርግሖ ቻነል Youtube, Facebook ኣብ Social Media ክመሓላለፍ እዩ።