Dehai News

EmbassyMedia - ዘተ - ደቂ ሓደ ልቢ ምስ ኤርትራዊያን ተቐማጦ - ማንችስተር፡ ሊቨርፑል -- 1ይ ክፋል ክፋል

Posted by: Yared Tesfay

Date: Friday, 15 July 2022

1ይ ክፋል --- ዓውደ ዘተ - ኤርትራዊያን ተቐማጦ ማንችስተር፡ ሊቨርፑል - ኣብ ብሪጣንያ ዝቕመጡ ዘለዉ ዜጋታት ምስ ሃገሮም ብዘተኣሳስር ዘካይድዎ እኩብን ውልቃውን ንጥፈታት ዘንጸባርቕ ዓውደ ዘተ ‘’ስደትን ብድሆታቱን’’ ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ኣተኲሩ፥ ኣብ ምንባይ ስድራ ስዉኣት፥ ንብሃልን ቋንቋን ደቆም ኣብ ምዕቃብን፥ ኩሉ ንጥፈታት ኤርትራውያን ንምሕያል ዝካየድ ማሕበረ ኮማዊ ጻዕርታት ኣብ ምድህሳስ ሓያል ዘተ ተኻይዱ ።
EmbassyMedia - ዘተ - ደቂ ሓደ ልቢ ምስ ኤርትራዊያን ተቐማጦ - ማንችስተር፡ ሊቨርፑል -- 1ይ ክፋል ክፋል

l


The unforgettable illegal Mass Deportations of Eritreans from Ethiopia | ዘይሃስስ በሰላ - ሰነ 1998 - ERi-TV