Dehai News

ሓበራዊ ዘተ' - ነጸብራቕ ጽምብል ነጻነት ኤርትራ ኣብ ማሕበራዊ መድያ ምስ ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ

Posted by: Yared Tesfay

Date: Thursday, 13 June 2024

እቲ ኣብ 98 ሃገራት ተዘርጊሑ: ኣብ 662 ከተማታት ቁጽሪ እንዳቐጸለ ዝጽምበል ዘሎ: መበል 33 ዓመት ጽምብል በዓል ነጻነት ኤርትራ: ብዝደመቐን ዝማዕረገን ኣገባብ ኣብ ትሕቲ ''ውሕስነት ሰላም ብመኸተ" ዝብል ቴማ: ካብ'ቲ ብዕለት 15 ግምቦት 2024: ብመደብ ባንዴራይ ኣንበልብሊ ዝጀመረ: ኣብ ነፍስ ወከፍ ከተማታትን ሃገራትን ብዝማዕረገ: ኣብ መካይንን: ኣውቶቡሳትን: ሚኒባሳትን: ብዝተፈላለየ ቅርጺ ቕዲ ዝተስርሐ ባንዴራ ኤርትራ ወቂበን: እቲ ናብ ሰማይ ተንቃዕሪሩ ዘንበልብል ዝነበረ ባንዴራ ኤርትራ: ካብ ኣድማስ ናብ ኣድማስ ሰጊሩ: ንህዝብታት ዓለምን ዝያዳ ነቶም ተጻባእቲ ርእሶም ዘድነነ መደብ ኢዩ ነይሩ ጽምብል በዓል ነጻንት ኤርትራ!





ERi-TV, Eritrea - ጸብጻብ ዑደት ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ዋዕላ ደቡብ ኮርያ አፍሪቃ | Reportage on President Isaias Afwerki's visit to South Korea for the South Korea-Africa Summit, held from June 3-4

Dehai Events



Latest Posts