ሓደስቲ ፊደላት ዝፈርዩ
ሓንቲ ካብተን መጽሓፍቲ ክሓትመን ተዳልየ ዘለኩ
ብዛዕባ ሓደስቲ ፊደላት ሰለስተ ሚኢቲ ዝኮኑ እዮም ደላሊዮም ዘለዉ ክትላለዩዎም።
ንምንታይ ሓደሽቲ ፊደላት ኣድሊዮም ንዝብል ሕቶ፥ ሓዲሽ ቅዲ ኣቃርጻ ናይ ሕሳብ (ቁጽሪ) ክነተኣቱ
ስለለና መታን ሃገርና ኣብ ብስነ ኪነት (ብተክኖሎጂ) ክትምዕብል ነቲ ሓዲሽ ኣቃርጻ መለለይን ከም ሽም ኩዋሃቦም ዝለዝኮነ ንነፍሲ ወከፍ
ቅርጺ ሓደ ዓይነት ቅርጺ እካ ተኮነ ግን ቦትኦም ስለ ዝፋላለ፥ መለለዪ ኣርማ (ስም) ክህልዎም ይግባእ።
እቶም ሓድስቲ ዓይነት ፊደላት ካብ ዓዲ ነ እዮም ሰሲኖም: ብናይ ሕጊ ናይ ምቅይያር ዝባሃል።
እቲ ሕጊ ወይ ናይቲ ሕጊ ኣገባብ ከምዚ ዝስዕብ እዩ።
ነቶም ዝተመረጹ ፊደላት ዓዲ ነ ስለ ዝኮኑ፥
ነኑኒናኔንኖ
ነዚኦም ፊደላት በብሰለስተ እንዳ ቀያየርና እንተ ወሲድና
ክልተ ሚኢትን ዓሰርተን ጽምዶ ይህልወና እዩ።
ብከምይ እንተ ድኣ ኢልና
እቲ መምርሒ ናይ ምቅይያር ከምዚ እዩ፥
7(ቁ)3=7! / (7-3)! =210
ነዚ እንታይ ንጽዉዖ ብእንግሊዝ "ፐርሙቴሽን ሎው" ናይ ምቅይያር ሕጊ
ንኣብነት
ንፊደላት ነኑኒናኔንኖ በብሰለስተ ጌርና እንተ ጸሚድናዮም እንዳ ቀያየርና ከይደገምና
ከም ነኑኒ ነነኒ ኑኑና ኔነና ፣፣፣ወዘተ
ከነጻምዶም ወይ ክንጽንብሮም እንከለና ነንሕዶም ብዓረብ ኣልጀብራ ኢሎም ወይ
ተባሂሉ ዝፍለጥ። ምጽንባር ወይ ጽምዶ ኣብ ንፊደላት ጥራሕ ዘይኮነ ቡዙሕ ነገራት
ኣሎ ኣጻናቢርካን ጸሚድካ ት ሰርሖ ነገራት ኣብ ስነ ፍልጠትን ሕሳብ (ቁጽርን)፥
እቶም ተጸንቢሮም ዝፈርዩ ፊደላት ንቡዙሕ ነገራት ከገልጉሉና እዮም።
ስጋብ ሕጂ ተጸንቢሮም ዝፈረዩ ዘለዉ ነናይ ከክልተን ሰለስተን ዓርባዕተን እዮም
ከባቢ ሰለስተ ሚኢቲ ዝኮኑ ካብ ዓዲ ነ ጥራሕ። ሕቶ ወይ ሪኢቶ እንተ ኣለኩም
በዚ ዝስዕብ ክት ጽሕፍሎይ ትክእሉ ኢኩም።