Dehai

"ዕንቝርዖብ`ሲ ያኢ ንሓርማዝ ክትመስል ተነፊሓ ተነፊሓ ኣብ መወዳእታ ከም ፍሒኛ ትትኮስ" ዓቕማ ዘይትፈልጥ ጭፍራ ሓሳዊት ሕውሓት'ውን ኣብ`ዚ እዋን`ዚ እዚ`ዩ ኣጋጢሙዋ።

Posted by: Berhane.Habtemariam59@web.de

Date: Saturday, 25 August 2018

Bild könnte enthalten: 1 Person, lächelnd"ዕንቝርዖብ` ያኢ ንሓርማዝ ክትመስል ተነፊሓ ተነፊሓ ኣብ መወዳእታ ከም ፍሒኛ ትትኮስ" ዓቕማ ዘይትፈልጥ ጭፍራ ሓሳዊት ሕውሓት'ውን ኣብ` እዋን` እዚ` ኣጋጢሙዋ።

Berhane Habtemariam

ወርሒ ነሓሰ ዕለት 25, 2018 ዓ ፈረንጂ

 

"መንግስቲ ኤርትራ ብሓይሊ ክንኣሊ ዓቅሚ ኔሩና" ይብል እዚ ዓንጃል ጌታቸው ረዳ ሓደ ድሓር ናብ መሪሕነት ጭፍራ ሕውሓት ዝተጸምበረ ኣእንዶ ወይ ልቢ ዘይብሉ ዓዋን! ውግእ ያኣሲ ኣባልዓ ጥሕሎ ዓድኻ መሲሉካ? እታ ንመንግስቲ ኤርትራን ንህዝባዊ ግምባርን ዝዀዓትኩማ ጉድጓድ ግን ብጽንዓትን ሓያል ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራን ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ኤርትራን ኣብታ ጋህሲ ንባዕልኹም ተሸሚምኩማ!|....................

 

ኣዚ ሓደ ጉዳመኛ ወይጦ ኸኣ ከይሓፈረ ብትዕቢትን ጽልእን ከም` ዓይበት ተነፊሑ ከምዚ ዝስዕብ ይብል፣እቲ ሓደ ቃል ልንኣትዎ ከምቲ ሶቭየትን ደርግን ልሰዓርናዮም ንመሪሕነት ሻዕውያ`ውን ከም እንስዕሮም ብዘይጥርጥር ብምግላጽ እዩ ቃል ናይ` እዋን ኣብ ግዜ ውግእ ባድመ *1998-200* ናይ ክሊ ትግራይ መስፍናዊ ገዛኢ ኣባል ጭፍራ ሕውሓት ነበር ዝነበረ ኣይተ ገብሩ ኣስራት ካብ ዝፈከሮ ሓሶት ብኸፊሉ…………………….ኣየ ዓዶኽዶኽኽኽኽኽ!

 

ሓሰውቲ! ንስኹም ደኣ ኣሹንኳይ ንሶቭየት ክትስዕሩ ንደርጊ`ውን ናይ ምስዓር ዓቕሚ ፍጹም ኣይነበረኩምን። ንሶቭየት` ደኣ ኣበይ ረኺብኩማ ወደይ? ወይሲ እቲ ብህግሓኤ ዝተኻየደ ሓመድ ድበ ናደው ዝፍለጥ ዓቢ ኲናት ወይ ወትሃደራዊ ስርሒት እሞ ኣውኡ ሰለስተ ላዕለዎት መኮንናት ሶቭየት-ሕብረት ነበር ዝተማረኹሉ እዋን ከምቲ ኩሉ እዋን ትሕስውዎ ንሕና ኢና ጌርናዮ ክትብል ደሊኻ? ዓይኑ ዘውጽኤ ጐልሓጥ ሓሶት! ዓቕምኹም` ፍለጡ!

 

ንስኻትኩም/ሕውሓት ደኣ ኣብ በረኻ ትግራይ ክትሰርቁን ኮለል ክትብሉን ገለ ጠርቆሽቆሽ ከተብሉን እምበር እቲ ዓበይቲ ውግኣት' ኣብ ሜዳ ኤርትራ ብህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራ እዩ ተፈጺሙን ብደርጊ ዝምራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ`ውን ኣውኡ ኣብ ኤርትራ እዩ ተሳዒሩን። መን እዩ ደጀንኩም ደደቢት ብሰራዊት ደርጊ 1989 ዓም ፈረንጂ ክድምሰስ ቁሩብ ምስ ተረፎ ብኣውያት ዝመስል ናይ ርድኡና ጻዊዒት ንህግሓኤ ዘቕረበ? ሕውሓት` ኣይኮነን ዘእወየ? ህግሓኤ' ኣይኮነን ሰራዊቱን ታንክታቱን መዳፍዑን ኣሰሊፉ ኣብ ጎንኹም ኮይኑ ከቢድ መስዋእቲ ከፊሉ ንሰራዊት ደርጊ ኣብ ሽረ እንዳስላሴ ደምሲሱ ብድሕሪኡ ሰራዊት ደርጊ ንትግራይ ርዖኡ ጠቕሊሉ ከም ዝወጽእ ዝገበረ? ወፍሪ ስግረ-ዶብ ስጋብ ምትሓዝ ኣዲስ ኣበባ' ረሲዕኹም ዲኹም? ወይ ጉድድድድድድድድ!

YOUTUBE.COM

Eritrea - መንግስቲ ኤርትራ ብሓይሊ ክንኣሊ ዓቅሚ ኔሩና ይብል Getachew Reda - Ethiopia Tigray

#HakiFitewu #Eritrea #Eritrean

 

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events