Dehai

ሃማደኤ ጀርመን ኣብ 2020 ንመደባት ምጥያስ ሓርበኛታት ስንኩላን ደቀስንስትዮ 25000 ይሮ ኣወፍየን

Posted by: Dimtzi Eritrawian1 Kab German

Date: Sunday, 21 March 2021



ንኡስ ጨናፍር ሃገራዊ ማሕበር ደቀኣስንትዮ ኣብ  ጀርመን ካብ ተጸባይነ ኣብ ኣፍራይነት ኣብ ዝብል ቴማ ብምኽንያት ኣህጉራዊ መዓልቲ ስንኩላን 2020 ካብ ዘካየድኦ ንጥፈታት ዝረኸበ 25 000 ይሮ ንመደባት ምጥያስ ሓርበኛታት ስንኩላን ደቀስንስትዮ ክውዕል ኣበርኪተን።

https://www.youtube.com/watch?v=SlSwgRctnKU

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events