Dehai

ዘተ መደብ ደቒ ሓደ ልቢ - ዝኽሪ 22 ዓመት

Posted by: Yared Tesfay

Date: Wednesday, 27 April 2022

ዘተ መደብ ደቒ ሓደ ልቢ - ሎንዶን ናብዚ ዝኽሪ 22 ዓመት ኣብጻሓና። እቲ ቕድሚ 22 ዓመት ዘሕለፍናዮ ኣንጻር ዓመጽቲ ሰላማዊ ሰልፊ: - ኣብቲ እዋን ብሕርቓንን ቑጠዐን ብኽያትን ምንጽርጻርን ክምኡ' ውን ሃለዋተን ዘጥፋኣ ነረናና:  ግን 7-መዓልትን 7-ለይትን  መኺትና እቲ ክንወቕዖ ንደሊ ዝነበርና ዕላማ ወቒዕናዮ ኢና: ሕጂ ሳላ እቲ ዘይሕለል መንግስትናን  ሓያል ሰራዊትናን ሎሚ: እቶም ንኸጥፍኡና ዝተሃንደዱ ሓሳዳት: ጠፊኦም እቶም ዘለዉ ድማ ከንገርጎሩ  ጠንቐላላዕ ክብሉ ይውዕሉ ኣለዉ። ሸነን በል ሸነን ደቒ ሓደ ልቢ። EmbassyMedia - 'ዝኽሪ ሽውዓት መዓልትን ለይትን' - ዘተ መደብ ደቒ ሓደ ልቢ - ሎንዶን!




Broadcasted on 2024-07-21 | ዓወት ቢንያም ግርማይን ደግፍ መላእ ህዝቢ ኤርትራን | Analysis - Biniam Girmay's Tour De France performance - ERi-TV #eritrea