Dehai

EmbassyMedia - ዘተ - ደቂ ሓደ ልቢ ምስ ተቐማጦ - በርሚንግሃም፡ ኮቭንትሪ፡ ካርዲፍ፡ ለይስተር -- 1ይ ክፋል

Posted by: Yared Tesfay

Date: Thursday, 11 August 2022

EmbassyMedia - ዘተ - ደቂ ሓደ ልቢ ምስ ተቐማጦ - በርሚንግሃም፡ ኮቭንትሪ፡ ካርዲፍ፡ ለይስተር -- 1ይ ክፋል

1ይ ክፋል --- ዓውደ ዘተ - ኤርትራዊያን ተቐማጦ በርሚንግሃም፡ ኮቭንትሪ፡ ካርዲፍ፡ ለይስተር -- ምስ ሃገሮም ብዘተኣሳስር ዘካይድዎ እኩብን ውልቃውን ንጥፈታት ዘንጸባርቕ ዓውደ ዘተ ‘’ስደትን ብድሆታቱን’’ ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ኣተኲሩ፥ ኣብ ምንባይ ስድራ ስዉኣት፥ ንባሃልን ቋንቋን ደቆም ኣብ ምዕቃብን፥ ኩሉ ንጥፈታት ኤርትራውያን ንምሕያል ዝካየድ ማሕበረ ኮማዊ ጻዕርታት ኣብ ምድህሳስ ሓያል ዘተ ተኻይዱ ።
EmbassyMedia - ዘተ - ደቂ ሓደ ልቢ ምስ ተቐማጦ - በርሚንግሃም፡ ኮቭንትሪ፡ ካርዲፍ፡ ለይስተር -- 1ይ ክፋል

Broadcasted on 2024-07-21 | ዓወት ቢንያም ግርማይን ደግፍ መላእ ህዝቢ ኤርትራን | Analysis - Biniam Girmay's Tour De France performance - ERi-TV #eritrea