Dehai

ቅልጽም ሓያላን ዝሰበረ ቅልጽም!

Posted by: Ghebrengus Mesmer

Date: Thursday, 06 July 2023

ኤርትራ ሳላ ለባም መሪሕነታ፡ ሓያል ሰራዊታ፡ ለዋህ ህዝባን ንኹሉ ኣብ ልዕሊኣ ዝተሃንደሰ ተጻብኦታት ፈንጢሳ ክትዕወት ከላ ክብሪ'ዩ ዝግብኣ።  እንተኾነ ግን እቶም ብትምክሕቲ ተሰርኒቖም ብደም ንጹሃት ተጨማሊቖም ካብ ኲናት ረብሕኦም ዘካዕብቱ ምዕራባውያ መራሒቶም ኣሜርካ ንቅልጽም ኤርትራውያ ክሰብሩ ማለት ዘበት። ታሪኽና ታሪኽ ቃልሲ፡ ታሪኽ ጽንዓት፡ ታሪኽ መኸተ፡ ታሪኽ ዓወት ስለ ዝኾነ። ንኸደምቲ ኣህሲስና፡ ንጎይቶቶም ማእዝኖም ኣማዛብልና ብርሃን ከም ዝጽልምቶም ብርሃን ከም ዝጽልምቶም ገርናዮም ኣሎና።


Broadcasted on 2024-07-21 | ዓወት ቢንያም ግርማይን ደግፍ መላእ ህዝቢ ኤርትራን | Analysis - Biniam Girmay's Tour De France performance - ERi-TV #eritrea