Dehai

ሕድገት ዘፍቕድ ህ/ግንባር ጥራሕዩ።

Posted by: Ghebrengus Mesmer

Date: Thursday, 25 January 2024


ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ፈጣሪ ለዋህዩ። ሓጥያትና ብንስሓ እቕረ ይገብረልና።  *ህዝባዊ ግንባር ለዋህዩ።  ጌጋና ብሕድገት እቕረ ይገብረልና። *እቶም ናይ ህዝባዊ ግንባር ሰናይ ተግባር ዘይወሓጠልኩም  ነባሃህላይ ዝንቡዕ ትርጉም ክትህቡዎ ኢኹም።  ንፈጣርስ ምስቲ ባዕሉ ዝፈጠሮ ኣመዛዚንካዪ ትብሉ ትኾኑ።  መልእኽተይ ግን ህዝባዊ ግንባር እቕረ ባይላይ'ዩ ማለተይ'የ።  ከምቲ ቃል ኣምላኽ ዝብለና " ንዝበደለካ በደሉ ግደፈሉ" ህ/ግ ነዚ ቁዱስ ተግባር'ዩ ዝኣምን። ንዝተናስሔ ሕድገት ዝገብር።

ነባሪ ዝኽሪ ንሰማእታትና
ዓወት ንሓፋሽ
ገ/መስመር

WARSAY FULL LIVE MUSIC SHOW - New Eritrean Music 2022(Official Video)

Dehai Events