ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ትቕንዩ !
መልእኽቲ ህዝባውን ኮማውን ንጉዳይ ሓበሬታን ዜናን ዝምልከት !
በብእዋኑ ብቋንቋ ጀርመን ሓበሬታ ናይ ምዝርጋሕ መደባት መሰረት ብምግባር፡ ወርሓዊ ጽሕፍቲ ንልእኽ ኣለና።
Meldungen aus Eritrea - 30 April 018 achte Ausgabe -
Herausgeber: Botschaft des Staates Eritrea in Deutschland –
Abt. für Public Diplomacy und Medien
እዚ ጽሑፍ ናብ ኤርትራውያን ተታሒዙ ክተርፍ ዘይኮነስ ንፈተውቲ፡ኣገደስቲ ውልቀ-ሰባት፡ማሕበራት፡ሰልፍታት፡
ወ.ዘ.ተ. ክሕበር፥ክዝርጋሕ ፡ኣብ ግምት ብምእታው ክስራሓሉ ከምዝግባእ ደጊምና ንላቦ።
ዓወት ንሓፋሽ!
ሃገራዊ ሽማግለ ኤርትራውያን ጀርመን
https://drive.google.com/file/d/1Tn378Pxt9b4u5U7sej-Fv1iiZt5w0NCo/view?usp=sharing