Date: Monday, 12 November 2018
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ድሕሪ ምዉቕን ዑዙዝን ሰላምታይ፥
ዝስዕብ መልእኽቲ ህዝባውን ኮማውን ንጉዳይ ሓበሬታን ዜናን ዝምልከት ንመበል 14 ግዜ የመሓላልፍ።
በብእዋኑ ብቋንቋ ጀርመን ሓበሬታ ናይ ምዝርጋሕ መደባት መሰረት ብምግባር፡ መበል 14 ጽሕፍቲ ካብ ኤምባሲ ኤርትራ
ክፍሊ ዲፕሎማስን ዜናን ዝተዳለወ ጹሑፍ ንልእኽ ኣሎና።
እዚ ጽሑፍ ናብ ኤርትራውያን ተታሒዙ ክተርፍ ዘይኮነስ ንፈተውቲ ኤርትራ፣ ኣገደስቲ ውልቀ-ሰባት፣ ማሕበራትን ሰልፍታት፡
ወ.ዘ.ተ. ክሕበርን ክዝርጋሕን፡ ኣብ ግምት ብምእታው ክስራሓሉ ከምዝግባእ ደጊምና ንላቦ።
ዓወት ንሓፋሽ!
ተስፋይ ዓብለሎም
ብስም ሃገራዊ ሽማግለ ኤርትራውያን ጀርመን