Event

ሰፊሕ ህዝባዊ ሰሚናር ብጠቕላሊ ቆንስል ሃገረ ኤርትራ ኣብ ጀርመን ኣቶ ክብረኣብ ተኸስተ

" ክተት ከም መድረኻዊ ግድነት " ንህልዊ ኩነታት ሃገርናን ከባቢናን ተራናን ዝምልከት ሰፊሕ ህዝባዊ ሰሚናር ብጠቕላሊ ቆንስል ሃገረ ኤርትራ ኣብ ጀርመን ኣቶ ክብረኣብ ተኸስተ ካየድ ስለዝኾነ ኩሉ ኤርትራዊ ኣብዚ ሰሚናር እዚ ክሳተፍ ንጽውዕ! ዕለት፦ 05.12.2021 ሰዓት፦ 15:00 (ሰዓት ሰለስተ ድሕሪ ቀትሪ) Zoom-Meeting Link https://us02web.zoom.us/j/83582566286?pwd=T1djVUFNNGFubElxOWVhZlQxMUlpQT09  Tel-Conference 0695 050 2596 ወይ   069 7104 9922         069 3807 9883 ወይ 069 3807 9884 ወይ 069 5050 0951 ወይ   069 5050 0952 Meeting-ID: 835 8256 6286 ሃገራዊ ሽማግለ ኤርትራውያን ኣብ ጀርመን


Dr. Fikrejesus Amahazion at the XXIX International Rosa Luxemburg Conference in Berlin on January

Dehai Events