እገዳሲ ሓበሬታ!
ፈነወ ረድዮ ደሃይ ኤርትራውያን ሽቱትጋርትን ከባቢኡን
ጽባሕ 20.06.2019 ብኣጋጣሚ መዓልቲ ስውኣት ኤርትራ ፍሉይ መደብ ኣዳልያ ኣላ።
ምክትታልኩም ንዕድም።
በዚ ኣድርሻ ክትከታተሉና ትኽእሉ ኢኹም።
ካብ ሰዓት 9፥00 ክሳብ ሰዓት 11፥00 ካብ 13፡00 ክሳብ 15።00 ድማ መደብ ክድገምዩ።
ክትከታተሉ ሊንክ ጠውቑ!
ቁጽሪ ተለፎን ስቱድዮ፣ ኣብ ግዜ ፈነወ፡ ደርፊ እንዳኸደ ኸሎ።
07116400444