World News

ኣብ ሞንጎ ሓደ ዓላማ ዘለዎም ሰባት፡ ጉጅለ ወይ ውዳቤ፡ ፖሎቲካ ከም ሃይማኖት እመን ወይ ክሓድ ኣይኮነን

Posted by: Ghebrengus Mesmer

Date: Monday, 04 November 2024

ኣብ ሞንጎ ሓደ ዓላማ ዘለዎም ሰባት፡ ጉጅለ ወይ ውዳቤ፡ ፖሎቲካ ከም ሃይማኖት እመን ወይ ክሓድ ኣይኮነን። ዕገብ ወይ ኣዕግብ፡ ኣስምዕ ወይ ስማዕ፡  ኣረድእ ወይ ተረዳእ፡ ኣብ ዝብል ስነ ሞጎትስዊ ትንታኔ ተሞርኲስካ ዝግበር ክትዕ እዩ። ኣብ ፖሎቲካዊ ክትዕ ግላዊ ዘሰሓሕብ ዘጻልእ ነገር የብሎምን። ብሓሳብ እንተተረዳዳእካ ኣብ እስትራተጂ ክትፈላለ ልሙድዩ፡ ኣብ ተግባር ግን ዘፈላሊ የለን።  ካብዚ ወጻኢ እንተኾይኑ ግን  ብዓላማ'ውን ኣብ ሓደ ኣሎኻ ኣየስምዕን።


ተጋዳላይ ስዩም ኪዳነ - ምሽጥራዊ ልኡኽ፡ብዓል ሞያ፡ ስፖርተኛ|Seyoum Kidane - Secret agent & freedom fighter - ERi-TV

Dehai Events