ሰላምታ ንተከታተልቲ ደሃይ
ቁጠባ ኤርትራና ብከመይ ንዕብዮ ንዝብል ቡዙሕ ኣገባታትን
መንገድታትን ክንትንትን ንክል ኢና። ሓደ ካብ ኡ ንሕና ክንደፍኣሉ
ዝግባእ፥ ብሕሳብ ቁጽሪ። ኣእምሮ ካብ ተዓደለና፤
ንሕና ብከመይ ጥበብ ተጠቂምና ነገራት ነፍሪን ንሰርሕን ኢና
ክንግንዘቦ ዘለና። ንሱ ከኣ ብናይ ሕሳብ ቁጽሪ ተጠቂምና ኢና
ክንሰርሕን ክነፍርን ንክእል።
ምብዛሕቱ ነገር መዔቀኒ የድልዮን የይድልየናን ኢዩ።
ኣብዚ ጉዳይ ሕሳብ ቁጽሪ ኣገዳሲ ይኮዉን ማለት ኢዩ። ቁሩብ
እንተ ኣስተብሂልናሉ ኣብ ከባቢና ዘሎ፤ ዓቀን፤ ብዝሒ፤ ክብደት፤
ርሕቀት፤ ቁመት፤ ስፍሓት፤ ወዘተ ክንፈልጦም የገድሰና ኢዩ።
ሕጂ ነዚ ዝኮዉን ሓደ ትምህርቲ ኣሎ፥ ናይ ቁጽሪታት ክለሰ
ሓሳብ ዝባሃል ነዚ ኣብ ላዕሊ ዝሽፍን። ነዚ ሓንሳብ ከም
መልዕክ ምርባሕ ካብ ራብዓይ ክፍሊ ምስ መሃርናዮ
ብቁጽሪን፣ ኣሃዝን ቅርጽን መልክዕ፤ ብድሕሪኡ
ሓዲሽ ክለሰ ሓሳባት እንዳ ኣውጽ ኣና ንቡዙሕ ነገራት
ማዕረ ክለተ ሽሕ ክለሰ ሓሳባት ንጥቀመሉ። ቡዙሕ
ነገራት ድማ ክነፍርየሉን ክንሰርሓሉን ንክእል። ቡዙሓት
ኮኢላታትን ሙሁራትን ሊቃዊንትን ድማ ነፍርየሉ።
እዚ ትምህርቲ ግን ሓዲሽ ዓይነት ትምህርቲ ናይ ሕሳብ
ቁጽሪ ዋላ ንጊዚዩ ከም ተወሳኪ ከነተኣታትዎ ዘለና
ጉዳይ ኢዩ።
ቁጠባና ድማ በቲ ንሰርሖን ነፍሪዮን ንምህዞን ነገራት
ኣዚዩ ሓፍ ይብለልና።
ካብ ሓዉኩም ተሳተፊ ደሃይ ቡዙሕ ሰላምታ
ዮናታን ሰሎሙን ርእሶም