„መነባብሮ ህዝቢ ኣስመራን ሕያውነቱን ምቕሉል ተቐባል ጋሻን ኣስመራን ጽሬታን ህዝባዊ መርሓን ኣካይዳ መራሕቲ ኤርትራን ብፍላይ፣ ሃገራዊ ሓላፍነት ነፍሲ-ወከፍ ኤርትራዊ ዜጋ ባህልን ኣከባብራ ሕግን ስርዓትን ጸጥታን ሰላምን ህዝቢ ኤርትራን ኤርትራን ድማ ብሓፈሻ፣ ብዝምልከት ብዓይኒን ምስክር ጋዜጠኛታት ኢትዮጵያውያን ዞባ ኣምሓራ ናብ ሃገሮም ምስ ተመልሱ ንማዕከናት ሓበሬታ ኢትዮጵያ ዝሃብዎ ቃለ-መሕትት…………“!