Dehai-News
Dehai
Events
World News
Videos
DMB
Contact
Search
Dehai
<< Back
** ሰዓሪ ** ብብጻይ ወልዳይ ተኸስተ ካብ ከተማ ማንሃይም (ጀርመን)
Posted by: Dimtzi Eritrawian1 Kab German
Date: Thursday, 15 November 2018
ሰዓሪ
ናኹራ ዝሰበርካ ህዝቢ ኤርትራ
ሰዓሪ ገዚፍ ሃይሊ ኣምሓራ
ሰምበል ማሪያም ግቢ ተጻዊርካ
ማሕነቕቲ ብስልኪ ጎደናታት
ማዕጾ ከፈተ ኣዉያት ብኽያት
ነዚ ዘሕለፍካ ማሕነቖታት
ምረት ገድሊ ጽንካረ ወራራት
ብሓደ ዘይኮነ ከፊልካ ኣእላፋት
ነዝ ኩሉ ዝሰዓርካ መካት
ሰዓሪ ምሕደራ ሃጻይነት
ኣምበርካኺ ንደምበ ደስነት
በዳሂ ንስርዓተ ጽዮይነት
ሎሚ ኸኣ ንሕቡራት ሃገራት
መዋእላ ዝደቀሰት ዝሓንገደት
ንመሰልና ኣሕሊፋ ዝሃበት
ሎሚ ሪእያቶ ጽንዓት መኸተኻ
ኣፋ ከፊታ ተዛሪባ ብዛዕባኻ
ኣልዒላቶ ነቲ ዝይፍትሓዊ እገዳ
ከምት ናይ ትማሊ ዓሊላ ኣደ
ደቢሉ ንዓኻ ዝወለደ
ንፍትሒ ንዓለም ዘስገደደ
ኢዱ ከም ዘልዕል ገርዎ ንዝሓንገደ
ክብርን ሞጎስን ንሰማታትና
ዓወት ንሓፋሽ
ወልዳይ ተኸስተ
Back to Dehai
ፈንቅል - 1ይ ክፋል | Fenkil (Part 1) - ERi-TV Documentary
See More Videos
Dehai Events
See More Events
A Twitter List by dehai
Latest Posts
The DNC aims to ditch any progressive candidate.
ክልተ ዓይነት መልሻ ኣገልገልቲ ባዕዲ።
ትልሚ ወዲ ብሻሻ ንምፍላት ጦንቋላይ ምዃን ኣየድልን።
ጽምዶ ስሚ መትከል ኣልቦ።
The Satanic Circular
The Only Way Democrats Might Win Back the White House
Eritrean Awet Aman beat his compatriot and teammate , Yafiet Mulugeta | La Prénessaye - La Croix de Dolo
Oil spill caused by Houthi sinking of Magic Seas/ Eternity C approaching Eritrea's coast
(Xinhua) Eritrea's Mulueberhan, XDS Astana win Tour of Magnificent Qinghai
Astana takes a raft of UCI points at Tour of Qinghai, as Mulubrhan wins overall