Dehai

ፍልስፍና ህዝባዊ ግንባር።

Posted by: Ghebrengus Mesmer

Date: Friday, 20 January 2023

ፍልስፍና ህዝባዊ ግንባር ውሕስነት ዎሎዶታት።  ፍትሒ ኣንጊሱ ዜጋታት ብማዕረ ተረባሕቲ ሃብቲ ሃገር ዝኾኑሉ፡ መንእሰያት ኣብ ውሽጢ ሃገሮም ዘመናዊ ቴክኖሎጂ ዝመሃርሉ፡ ብፍልጠት ተኾስኲሶም ኣብ ዓለም ተወዳደርቲ ኮይኖም ጸብለል ክብሉ ዝገብር ፍልስፍና'ዩ። ፍልስፍና ህዝባዊ ግንባር ንዓቢ ምስ ዕድሚኡ፡ ንመንእሰይ ምስ ጉብዝንኡ፡ ንህጻናት ምስ ግዚኡ ዘሳኒ ፍልስፍና እዩ። ከምዚ ዓይነት ፍልስፍና ኣብ ብዙሓት ሃገራት ዝዝረበሉ ይኹን እንበር ብተግባር ሚእቲ ብሚእቲ ዝስርሓሉ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ጥራሕዩ ኢልካ ክትዛረብ ዘድፍር እዩ። ፍልስፍና ህዝባው ግንባር ንተበለጽቲ ዕድል ዘይህብ፡ ንዓመጽቲ ዘባህርር፡ ንገበቲ ኣርሒቑ ዘንፍጽ፡ ንሪሂጸ በላዕ ዘተባብዕ ፍልስፍና እዩ።


6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events