Dehai

ነቲ፡ ንፌስቲቫል ዝቃወም ሰልፊ፡ ተዋሂቡ ዝነበረ ፍቓድ፡ ፖሊስ ይስሕብዎ

Posted by: Semere Asmelash

Date: Friday, 04 August 2023

ነቲ፡ ንፌስቲቫል ዝቃወም ሰልፊ፡ ተዋሂቡ ዝነበረ ፍቓድ፡ ፖሊስ ይስሕብዎ


ያርቫ፡ ፌስቲቫል ኤርትራ
Several people, both private individuals and police officers, were injured during Thursday.

  • *ፖሊስ ስቶክሆልም፡ ፍቓድ እቶም ኣንጻር ፌስቲቫል ኤርትራ ተቐውምኦም ከርእዩ ተዋሂቦም ዝነበሩ፡ ከምዝሰሓቦ ሎሚ ንኤኮት ሓቢሩ፡፡ እቲ ምኽንያት ስርዓት ንምትሓዙ ኣሸጋሪ ስለዝኾነ፡ ይብሉ ፖሊስ፡፡


  • *"እቲ ሓፈሻዊ ተቓውሞ፡ ሎምን ጽባሕን፡ ደው ክብል ፖሊስ ውሳነ የሕሊፎም ኣለው፡፡ እቲ ምኽንያት፡ ነቶም ኣብ’ቲ ከባቢ ዝህልው፡ ከቢድ ሓደጋ ስለዝኾነ፡" ኢሉ ፐር ፋህልስትሩም፡ ወሃቢ ቃል ፕረስ፡ ካብ ስቶክሆልም ፖሊስ፡፡

  • ሓደ ካብ’ቶም እቲ ፌስቲቫል ንኸይካየድ ሰልፊ ካካይዱ ፍቃድ ዝሓተቱ መብራህቱ፡ ብዛዕባ እዚ ናይ ፖሊስ ውሳነ ከምዚ ይብል፣ "ብተሌፎን (ሓደ ፖሊስ ደዊሉ) እቲ ፋቃድ ተሳሒቡ ኣሎ ኢሉና፡፡ መን’ዩ ወሲኑ፡ ኢልናዮም፡፡


  •  *ብልዕለይ ዘሎ እዩ ኢልና፡፡ ብወረቐት ስደዱልና፡ ይግባይ ክንብል እንተኾይኑ ስደዱልና ኢልናዮም፡ ክሳብ ሕጂ ኣይሰደዱንልናን፡፡ እቶም መራሕቲ ናይ’ቲ ሰልፊ ይእከቡ ከምዘለው፡ ሓደ ውሳነ ክወስዱ እዮም፡፡ እንታይ እዮም ክገብሩ ግን ቀስ ኢልካ ዝርአ’ዩ፡፡"

tigrinya@sverigesradio.se

ነቲ፡ ንፌስቲቫል ዝቃወም ሰልፊ፡ ተዋሂቡ ዝነበረ ፍቓድ፡ ፖሊስ ...

ድሕሪ ኣብ ጎልጎል ያርቫ ዘጋጠመ ግጭት ፌስቲቫል - Sveriges Radio



ሪፖርተራት ራድዮ ሽወደን - ማዕበል ተቃወምቲ ፌስቲቫል ፖሊስ ...



ኣብ ጎልጎል ያርቫ ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ ፌስቲቫል በቶም ነቲ ...



ፖሊስ ስቶክሆልም - ክፍጠር ዝኽእል ዕግርግር ንምቁጽጻር እኹል ...



Inline image


WARSAY FULL LIVE MUSIC SHOW - New Eritrean Music 2022(Official Video)

Dehai Events