Dehai

ዘይተወደበ፡ ጽፉፍ ስራሕ ክሰርሕ ኣይክኣልን።

Posted by: Ghebrengus Mesmer

Date: Thursday, 24 October 2024

ዘይተወደበ ኣካል (ህዝቢ) ዉዱብ ዕዉት ስራሕ ክሰርሕ ኣይክእልን። ህዝባዊ ግንባር ንሰለስተ ነገራት ኣወሃሂዱ ስለ ዝወደበ እዩ ተዓዊቱ። ወዲቡ፡ ኣንቂሑ፡ ኣዕጢቑ። ስለዚ ህዝባዊ ግንባር፥ እግሪ እዩ ዝጎዪ፡ ዓይኒዩ ሓርሒቑ ዝጥምት፡ ኣእሙሮዩ ኣስፊሑ ዝሓስብ፡ እዝኒዩ ንኹሉ ዝሰምዕ፡ ለዋህዩ ንኹሉ ዝድንግጽ፡ ፍትሓዊዩ ብማዕረ ዝርኢ። ህዝባዊ ግንባር እዚ ካብ ኮነ ኣካል ውዳቤታቱ ዘይምዃን እንታይ ምኽንያት ክቐርብ ይከኣል።


My vision for Eritrea: using the power of mathematics to inspire innovation, education, and nation-building. Let’s build a stronger future together.

Dehai Events