Dehai Message Board (DMB)

Ambabi
Jun 23, 2021 8:44 PM
67.161.94.164
TESFA, I think you are still in deep sleep. Wake up things are now changed completely. Eritrea has never been under an administration that believes in Eritrean interest at least for the last 30 years. If you can not see the reality for your selves then something must went wrong in your mind. No single Eritrean will rally behind you and your old political corrosion anymore stop wasting your time.
TESFA
Jun 8, 2021 11:22 AM
72.201.90.19

Is there any true & well informed Eritrean who would care to tell me what is going on with the Eritrean patriotic & semi patriotic website? I see websites of traitors & semi traitors are widely open & kicking doing the very same things they are well known for, such as lying, about anything and everything that Eritreans hold dear.

I have one message to all patriotic Eritreans, and that is:-

“SURRENDER IS NOT AN OPTION, SPECIFICALLy TO ALL COUNTRY LOVING ERITREANS. LET US FIGHT A GOOD FIGHT AND FREE OURSELVES FROM WHATEVER HOLDING US TO BE SILENT

tesfa
May 30, 2021 12:04 AM
148.167.132.250
test
ስእለ
Mar 5, 2021 3:29 PM
173.73.25.191

ባድመ

ገሪምኪ ዶ 'ቲ ኹሉ ዝኾነ፧

ከዳሚ ክእለ
ኣብ ክልተ ቅነ
ከምዛ ዘይነበረ፧

ንዓኺ/ባድመ ኣሳቢቡ
ዘንወሐ ኣጽፋሩ
ኣሳጉማ ኣእጋሩ
ክውንን ዘይባሕሩ
ወያነ
ኣኽቲሙ ዕምሩ

ዝሓዞ ሲኢኑ
ጠፊኡ ባዲሙ
ዘይነበረ ኰይኑ
ካብ ትግራይ ጠቕሊሉ

ባድመ
እንኳዕ ሓጐስ ኰነ ራህዋ ኰነ
ዓወት ኰይኑ ባንዴራ ተተኽለ

ምስጋና ንጅግና
በጃ ዝኮነልኪ ዝኾነልና
ንዓኺ ንዓና!

ደላይ ሰላም -
ኩሉ ዮሃና ኢሉ
ዓሊሉ ኣመስጊኑ
ዝተኸፍለ ዘኪሩ
ስእለ
Mar 2, 2021 5:28 PM
173.73.25.191
ሰብ ርጉም
ሰብ ብሰቡ
እቲ ጻዕዳ ሕብሩ

ተንኮለኛ ስሱዕ
ሂወት ሰብ ዝበልዕ
ፍቕሪ ሰላም ዘናግዕ

በሊሕ ዘደናግር
ክትኣምኖ ዘሸግር
መኽሰቡ -
ካብ ውግእ ዕግርግር

ንዓለም ብሒቱ
ከዐቢ ጸግኡ
ኣመሪካ
ሃዊኽና ኣኽፊኡ
ከደምቱ ኣምሪሑ
ስእለ
Feb 28, 2021 12:46 AM
173.73.25.191

በቃ

ተረባረብ ኰይኑ
ወያነ ክሕሱ
ሰብ ሓቂ ከቃልዑ
ሓሶቱ ሸፈጡ

እንታይ'ዩ ዕላምኡ
ብሓሶት ዓቢዱ
ድሕሪ ውድቀት ስዕረቱ፧

ኣበይ'ዩ ክበጽሕ
እንታይ'ዩ ክረብሕ
ሓስዩ ከውግሕ
ስቓይ ህዝቢ ዘራብሕ፧

ዙሩግ ጭፍራ
ዘይብሉ ዕላማ
ዕንቅፋት ቃርማ

ወያነ
ጉጂለ ሽፍታ
ልኡኽ ሰብ ረብሓ
ሕሰብ ደጊምካ
ርእሲ ተለካ
ንረብሓ ህዝብኻ

ይኣክል ዝሓለፈ
'ቲ በደል ብድዐ
ሰላም ዝሓንከረ
ሂወት ዝቐበረ
ስእለ
Feb 26, 2021 2:34 PM
173.73.25.191

ወይ ጉድ!


ጸገም ረኺባ 'ዛ ኤርትራ
ጉሓፍ ኣምስቲ ተደፊእዋ
ረሲሖም ከርስሕዋ

ክሲ ለያቡ ተዘሪእዋ
ዘይወዓለቶ ክጥቅንዋ
ካብቲ መንገዳ ንኽኣልይዋ

ኤረይ ውርዝይቲ
ኣይትውዕሎን ረሳሕ ጸይቂ
ታሪኽ ገንጽሉ ሕተቱ ህዝቢ

ሓደ ሓቂ ግን ኣምስቲ
ምዃንካ ንፈልጥ -
ጸረ-ሰላም መጣቖሲ
ኣንጻር ኤረትራ ሸርሒ ከም ተሳሲ

እስኻ
ዓለም ዝፈልጠካ፡
መንግስቲ ክትልውጥ
ህውከት ከተሳልጥ
ትሰርሕ ብዕቡጥ
ናይ ጥፍኣት ውድብ...ምዃንካ

ስእለ
Feb 22, 2021 4:34 PM
173.73.25.191

ሑሱር ሽጣራ
=======

ሕብረት ኣውሮጳ
ናይ ዝምታ ጃንዳ
ጸረ-ኣፍርቃ

ናይ ዓለም ቃርማ
መልሓስ ዘጥዕማ
ሃብቲ እንዳማተን ንኽቕርማ

ፈጠርቲ ሽግር
ኲናት ዕግርግር
ሰላም ዝሕንክር

ወያነ ሞይቱ
ኵርኩር ጽዓዱ
ልበን ሰምቢዱ

እወ
ረብሐአን ዘውሕስ
ሰላም ዝሕምስ
ጭፍራ 'ዚ ሩኹስ

ኤረይ ይኸሱ
ነገር ይፍሕሱ
ንኸጣቑሱ

ሑሱር ሽጣራ
ሓሶት ፈጠራ
ኣረጊት ዱላ

ኢትዮጵያ ኤርትራ ከይተሓባበራ
ነብሰን ከይክእላ
ቀንዲ ዕላማ
ምድሃል ኤርትራ
ስእለ
Feb 12, 2021 4:00 PM
173.73.25.191
ፈንቅል
====
ዝሰዓርካ ወራርን ሙኩሑን
ዝረታዕካ ዘራይን ዑሱቡን
መን ከማኻ ሓያላት ተድንን

ነዳል ግምባር ትልመን ክትምሕር
ንትብዓትካ መን'ሞ ዘይምስክር
ጎብለል ኢኻ ተዂርዕ ተሐብን

ብሳላኻ ኣለና ንነብር
ነጻ ኰይና ከም ሃገር ከም ህዝብን
ተሓቢንና ውዕሎኻ ንዝክር

ፈቅል ኢልና ነዐልል ንዝምር
ኣብቲ ባሕሪ ንሕምብስ ንዛውን
ሻርክ-ኣልቦ ዓፊኑ ዝቐትል
ስእለ
Feb 6, 2021 4:55 AM
173.73.25.191
ኣስተውዕል!
======
..ትራምፕ ኣልጊሱ
ባይደን መጺኡ
ካልእ ተተኪኡ
እንታይ ተሓዲሱ
ካብ ምቕያር ሰብ ሓሊፉ፧

ልቢ በል ሰማዒ
ተቕልብ ትሪኢ
ትኵር ኩን ኣስተውዕል
ጫፍ ሒዝካ ኣይተዕልል

‘ቲ ስርዓት ኣምብቦ
ታሪኹ ፍለጦ
ምዕማጽ ዘይዓጦ
ንዓመታት ዝተለማመዶ

ዝመጸ እንተመጸ ቃሉ ተወርጸጸ
‘ቲ ፖሊሲ ሓደ ኣይቅየር ኣይጽጸ
ካብ ገበል ዊሒጣ ፍትሒ ኣይትጸበ
ከምቶም ዝሓለፉ ኢምፓየር ኣሪጉ ከይሞተ
ስእለ
Jan 28, 2021 1:57 PM
173.73.25.191

ኣብዚኣ'ሞ ሓንሳብ፧

እዚ ኤርትራ ኤርትራ ምባል
ይዕርዕረኒ'ሎ እናሻዕ ምድግጋም
ናበይ ንምብጻሕ'ዩ እንታይከ ንምግባር፧

እወ ይዅርኳሓኒ'ሎ እዝነይ ኣይጥዕናን
ይበዝሕ ኣሎ ስም ኤረይ ምዝንጣል
ጭብጢ ዘየብሉ ሓሶት ምድግጋም

አረ እንታይ'ዩ ቁንቊኝኡ፧

ነገር ምድላይ ድዩ ዋላስ ሕማም
ወይስ ጣዕሳ ትማል ነገራት ምጽሕታር
ድሕሪ ክልተ ዓመት 'ቲ ማዕቀብ ምልዓል፧

ኣመሪካ ኣውሮጳ ጸረ-ሰላም
ኪኢላታት ነገራት ኣብ ምእላም
ዒብ ግበሩ ይኣክል ምትላል

ዓዲ ይሓሙ ጎደቦ ይሕጎሙ
ዋና ከሎ ዘገድሶ ዶባቱ ሃገሩ
ዘይተዳህየ ተዓሚጸ ተወሪረ ኢሉ
ኣብ ክንዲ መን እስኻትኩም ትዓፍሩ፧

ሒቒቕ ምስ ወያነ እንታይ'ዩ ትርጉሙ
ሞይቱ ዝተቐብረ ኣብ ጉድጓድ ዓለሙ
ዝጠፈአ መምለሲ ዘይብሉ፧

ወይን
ዝሻደነ ንዓኹም ኣሚኑ
ዝበደለ ጎረቤት ሃገሩ
ገበነኛ ህዝቢ ምስክሩ
ጠፊኡ'ዩ ክትክሕዱ ክትኣምኑ
ወሓጥዎ ሓዘንኩም ኣልዕሉ
ስእለ
Dec 30, 2020 7:25 PM
173.73.25.191
ዓመተ-2021
=======
ዮሃና ህዝቢ ኤርትራ!
ኣብ ውሽጢ ኣብ ደገ ዘለና
እንኳዕ ናብ ሓድሽ ዓመት ኣብጸሓና!

ዝሓለፈ ሽግርና
ዝመጽእ ራህዋና
ይኹን ንኹልና

ከም ሃገር ከም ህዝቢ
ክንደምቕ ክንዓቢ
ንሓልዋ ፍቕሪ

ንዕብየት ንራህዋ
ንሰላም ሃገርና
ይስጠም ሓድነትና
ኣምባቢ
Dec 26, 2020 11:07 PM
67.183.185.124

ስእለ ታኣለ

ስእለ ሎሚ ታኣለ ኣይት ዓሹ
ነገር ኣእኪሉ ኢዩ ተበላሽዩ

ለለ ኣንዳበልካ መስኪን ተለኪምካ
ብደቡቡን ምዕራብን ከይመጹካ

ዘይሓሰብ ኣይወለድ 
ጨካን ኣይንገድ

ስእለ ድለ መህደሚ
ሎሚ ኣይኮነን ዓሚ 
ስእለ
Dec 26, 2020 9:18 PM
173.73.25.191
2021 ዓመት

ዝሓለፈ መከራና
ዝመጽእ ተስፋና
ስላምና ራህዋና
ይግበሮ ንዓና
ንህዝቢ ኤርትራ
ኣብ ውሽጢ ኣብ ደገ ዘለና

ኩሉ ሕሰም ሓሊፉ
ኣሰሩ ገድፉ
ጭፍራ ተጓሒፉ

ምስጋና ንጂግና
በጃ ዝኾነልና
ንኤረይ ንዓና

በሉ
መወዳእታ ይግበሮ
'ቲ ጸገም ስሃሮ
ህዝብና ይኣኽሎ
ዋጋ ዝኸፈሎ

ሕጂ
ማርሻና ንቐይር
ናብ ልምዓት ክንወፍር
ድኽነት ክንቀብር
ሃገርና ክትምዕብል

ምኽንያቱ፡
የለን 'ቲ ዘዕገርግር
ንባዕዲ ዝኽድም
ሰላምና ዝሕንክር
ስእለ
Dec 9, 2020 8:51 PM
173.73.25.191
ደሃይ ዶ ኣለኩም ድሃይ ወያነ
ዕንቅፋት ሰላም እሾኽ ምዕባለ
ኣለኹ ትብል ዕምራ እንዳኣኽተመ፧

ጎርቢ ከባቢ ናይ ጥፍኣት ጭፍራ
ብቝል ክትብል ዘይቅርዑው ሕልማ
ቅኑዕ ክትሓስብ ትንፋስ ዝሓጽራ

ብዓሌት ቋንቋ ኣተፋኒና
ሰለይ ዝበለት ብኽድምና
‘ዛ ጸባብ ርእሲ ኣብቂዑ ዕምራ

አይ! አይ! አይይይይ
ተረፍ ተሓጓሰይ
ስእለ
Dec 9, 2020 8:44 PM
173.73.25.191
ምዕራባውያን concern፡
===============
ኢትዮጵያ ኤርትራ
ተረድኡ ጸገምና

ከልቢ ሃሪምኩሙልና
እቲ እሙን ልኡኹና
ኣገልጋሊ ረብሓና
ወኪል ዕላማና
ኣብ ኣፍሪቃ ላምና
ትሕለብ ድልየትና

እወ
ዘዕበናዮ መሪጽና
ኩሉ ሓገዝ ሂብና
ነበረ ኰይኑና
ጒሂና ሓዚና

ንፉዕ እንድዩ ነሩ
ዝለኣኽ ደኒኑ
እሺ ጐይታይ ዓቕሙ

ዓገብ ኣጥፊእኩሞ
ሕጂ -
እንታይ ኢና ንገብሮ
መን'ዩ ድልየትና ዝውክሎ
ዝለኣኸና -
ጥቕሚ ሃገሩ ህዝቡ ከይዓጀቦ፧

ኢድኩም ኣይትስኣኑ
እንታይ ዝግበር ኰይኑ
ወያነስ በኒኑ
ነበረያ ነበረ ኰይኑ
ሽፍታ ተቐይሩ

አይ! አይ! አይይይይ!
ስእለ
Dec 9, 2020 8:38 PM
173.73.25.191
ወያነ ምስ ሓቂ ተጓኒጹ
ሰምቢዱ'ዩ ይመስለኒ ተናዊጹ

"ሻዕብያ ማዕጾ ሰሪቑ"
"ፍሩታ እኽሊ ምስኡ..."
ኢሉ ኣውርዩ ከሲሱ
ዝገርም'ዩ ናይ ብሓቂ ዘደንጹ!

ጃንዳ ልቡ'ዩ ኣጥፊኡ
ኣይ ብጥዕናን ምስ ዉንኡ
ሻዕብያ ድኣ ዘይጠባዩ ዘይባህሪኡ

እንተ ዊዒልዎ
'ቲ ኲናት ኣትይዎ፡
ታንኪ ሄልኮፕተር መድፍዕ'ዩ ዝምንዝዕ
ስራሕ ናይ ጀጋኑ ጸላኢ ዘንብዕ

ጭፍራ
ካብ እግሩ ኣፉ'ዩ ተዓንቂፉ
ወይ ዓቢዱ'ሎ ተጎኒፉ
በቲ ኲናት ሲሒቱ ኣንፈቱ

ጎይታ ሓሶት ስርቂ ሕላገቱ
እቲ ናቱ ገርዎ ንሓማቱ
ከይሓፈረ መምህሩ ከሲሱ
Ambabi
Nov 29, 2020 8:20 PM
67.183.185.124

war that consume dictators

Aybelnan do aybelnan do
MIK
Nov 14, 2020 10:19 PM
72.80.223.88

TPLF Mentality

TPLF's mentality arises from inferiority-complex-induced superiority complex. Among the many forms of the manifestations of this mentality are delusional and megalomaniac thinking. The lack of logic is rampant most of (in all?) of its discourses. Here is one example that you find somewhere below this comment on this same page.

.
.
.

Eritrea = Afar, Beja, Bilen, Kunama, Nara, Saho, Tigre, Tigrinya +/- Jeberti


+ = good 


diversity = power

diversity = strength

Jeberti = Tigrinya-speaking Muslims in Eritrea 

Jeberti = Tigrinya-speaking Muslims in Tigray Ethiopia

Jeberti = diversity

Jeberti = ** special link  ** 

Jeberti = good

Time for change

.
.
.

?????????????????????????????
Jeberti = good, I AGREE!

+ = good? It depends on what you are + ing! In what context?
diversity = power, diversity = strength?  Tell me about the context!
Jeberty = Tigrigna-speaking Muslims in Eritrea, CORRECT!
.
. 
.
Eritrea = Afar, Beja, Bilen, Kunama, Nara, Saho, Tigre, Tigrinya +/- Jeberti, WAIT A MINUTE. aLL THIS CONVOLUTED THINKING IS TO JUSTIFY THIS CONCLUSION????

Look at this,
Eritrea = Afar, Beja, Bilen, Kunama, Nara, Saho, Tigre, Tigrinya, ----LOGIC? Ethno-linguistic classification. No religion involved in the classification! "Jeberty" is included in "Tigrinya". The other key word is "Muslim". Muslim is included in all the other nine classifications! It is illogical to argue 
Eritrea = Afar, Beja, Bilen, Kunama, Nara, Saho, Tigre, Tigrinya +/- Jeberti, and then "diversity", "special link"! 

Yeah, I know the aim is to advertise your website. Sorry, I for one, have stopped reading anything that deducts from the useful knowledge I know, no matter how little it is! That's why I personally stopped reading anything authored by "opposition" and TPLF. Judging by your convoluted logic, I will not visit your site either!
MIK
Nov 14, 2020 9:27 PM
72.80.223.88

MONSTERS

Eritrea is in the right. Right or wrong, my country forever! ERITREA FOR EVER!


Broadcasted on 2024-07-21 | ዓወት ቢንያም ግርማይን ደግፍ መላእ ህዝቢ ኤርትራን | Analysis - Biniam Girmay's Tour De France performance - ERi-TV #eritrea