Dehai Message Board (DMB)

ስእለ
Feb 6, 2018 7:24 PM
148.184.174.62
ዘሐፍር'ዩ ዘገርም ክትሰምዖ ዘደንቕ
"ኣዲኣ ገዲፋስ ሓትናኣ ትናፍቕ"
ሃገርካ ጸሊእካ ምስ ጓና ሕግብግብ
ወሊዳ ዘዕበየት ሽንድሒት ኩርኒዒት
ፍጹም ኣይግባእን ኣደ'ዚ ክትረክብ

ናቱ ዘየኽብር ሰነፍ'ዩ ዘይደምቕ
ልቢ ግበር ታሪኽ ኣይትጸይቕ
 መዋእልካ ጣዕሳ ከይትሰንቕ
blind follower
Feb 4, 2018 5:49 AM
68.3.61.53
Mr. Prsident Happy Birthday

Here is a video of interest for those who are blind followers https://www.youtube.com/watch?time_continue=1&v=R8ZBTLyXSFk

ስእለ
Feb 2, 2018 2:00 PM
148.184.174.62
ክነብር'ዩ
ኣብ ነብሱ ዝኣምን ምስ ህዝቡ ዝሓንን 
ርሃጹ ዘፍስስ ትኳቦ ዝፍንፍን 
በላዕ ናቱ ዓማጺ ዝኹንን

ክነብር'ዩ ዘልኣለም ብኽብሪ 
ክሙጎስ'ዩ ብሰብ ብፈጣሪ 
ሃልዩ ሓሊፉ ኣብ'ዛ ዓለም ምድሪ 

ዉፉይ ‘ዩ ንስራሕ ቅንዕና 
ዝወነነ ትግዕስቲ ትሕትና 
ዓይኒ ህዝቢ ቦሶላ ጉዕዞና 

ንውልቃዊ ረብሓ ዘወገደ 
ንሃገር ንህዝቢ ዝወፈረ 
ዕድመ ንእስነቱ ዝገበረ 

ብሸርሒ ብዂናት ዘይደሃል 
ብሕሰም መከራ ዘይሳዓር 

ንፍትሒ ነጻነት ደው ዝበለ 
ነጻ ኤርትራ ክውን ዝገበረ 

ጅግና'ዩ ትኩር በዓል ስረ 
ኣማን ህዝቡ ብሓቂ ዝዳነ
ዘይርበሽ ዑሱብ ተሓንሓነ 

ክዝከር'ዩ ዘልኣለም ብኽብሪ 
ክሙጎስ'ዩ ብታሪኽ ተንታኒ 
ሃልዩ ሓሊፉ ኣብ'ዛ ዓለም ምድሪ 

Humble, exemplary...long live Mr. President, and happy birthday!!

ስእለ
Feb 1, 2018 2:43 PM
148.184.174.61
"ወያነ - Game over" ፕረዝደንቲ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

ጭፍራ ትግራይ ድፉን ዝዓወነ
ግዳይ ነብሰ ምትሓት ኤረይ ዝጠለመ
ኣብ ጸልማት ዘኹድድ ቀልቢ ዝሰኣነ
መዓልቱ ኣኺሉ ብህዝቢ ክእለ

ይሕሱ ይኣልም ካብ ሓቂ ይሃድም
ብደዉ ይሓልም ጌግኡ ዘይእርም
ጸቢብ ፍጮ ትግራይ ኣብ ህዝቡ ዝእድም

ኣብ ውሽጢ ኣብ ደገ ዘለዉ ተጋሩ
ፈይስ-ቡክ ቲዊተር ብሰንኮም ወዚሉ
ድሕረቶም ከድምቑ ቁሩብ ዘይሓፍሩ

ኣብ ጋም ማን ነቒጾም ህዝቢ ኪዒብዎም
ግዜ ተዓዚሩ ከይዱ ጠንጢንዎም
ኢትዮጵያዊ ኩሉ ተኣለዩ ይብሎም

ስእለ
Jan 29, 2018 10:27 PM
108.48.36.197
ሓረስቶት ኤርትራ
========
ሓረስቶት ኤርትራ ምስጋና ይብጻሕኩም
እኽሊ ምስ ፍረታት ዕዳጋ መሊእኩም
ስቡሑን ሩቡሑን መዓር ስጋ ኣፍሲስኩም
ተዓንጊሉ ህዝቢ ብሳላ ጻዕርኹም

ክበሩ ሰስኑ ይበርክት እቶትኩም
ምንጪ ምህርትና ቆፎ ሃገር ኢኹም
ርግኣት ዓንዲ ሕቘ ኢኮኖሚ ሃገርኩም
ሓፋሽ ትምግቡ እንታዋይ ከይበልኩም

በሊዕኩም ተብልዑ ሙኡኩት ትሕዝቶኹም
ሓጋይ ምስ ክረምቲ ኣብ ጻዕሪ ናብራኹም
ምምባር ኣይቅጽልን ዘይብሉ ንስኹም

ቡርኩት ፍርያትኩም ባሕሪ ተሳጊሩ
ኣብ ዕዳጋ ዓለም ክቕልቀል ጀሚሩ
ወርቂ ሓጺን ፖታሽ ተኸቲሉ
ፍርያት ኤርትራ ማህተም ‘ተገብረሉ
ስእለ
Jan 26, 2018 12:19 AM
108.48.36.197
ወያነ ትስሓግ
======
"ጉድጓድ ንዃዓቲኣ፣ ገመድ ንፋሓሲኣ"
ፍልስፍና ክልል ዋናኣ በሊዓ

ባድመ ሃተምተም ዘይትርጎም መብጽዓ
ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ኣጥፊኣ ኣቖሊዓ

ናይ ተንኮል መንጠቢት ጉዳ ተቓሊዓ
ዓሌታዊት ጭፍራ ዕድሚኣ ኣብቂዓ

ኣብ ኣፋፌት ሞት ትሳሓግ ትሳቐ 'ላ
ኢትዮጵያውያን ስለጡ ጉድጓድ ኩዓቱላ

ሕድሪ ኣእዉዩልና ክንውዕል ኣብ ቀብራ
ኣብቲ ሓመድ ድበ ወየ ክንብለላ
'ቲ ሕማቕ ታሪኻ ከነቃላሓላ
dehai Sedera
Jan 23, 2018 9:19 AM
68.104.155.220
what is wrong?

Where is everybody? Why dehai looks to be deserted? For how long this has been going on?

ስእለ
Jan 22, 2018 6:22 PM
148.184.174.61
እቲ ሓቂ...
ካብ ወያነ ፍትሒ
ካብ ዝብኢ ስጋ ዓጽሚ
      ምጽባይ
ዕሽነትዩ ሕልሚ!

ወያነ ተቐይሩ
ብፍትሒ ተማሕዲሩ
      ማለት
ኣምበሳ ተቐይሩ
ሳዕሪ ክምገብ ጀሚሩ እዩ

ቡቑል ክብል ክዓቢ
ዓባይ ትግራይ ዝፋጺ
ኢትዮጵያውነት ዘየሳሲ
       ኣይትጸበ
ካብ ወያነ ለውጢ

ትኽስ ድሙ መዐሸው ኣንጭዋ
ዘርባዕባዕ ወያነ ምቕታል ኦሮሞ ኣምሓራ

ስእለ
Jan 22, 2018 4:24 PM
148.184.174.61
ዓመጽ ሕላገቱ
======= 
ንእሽቶ ጉጂለ ጸቢብ ርእሱ
ተላኣኺ ዘይሓስብ ኣርሒቑ
ጸረ-ሰላም ቅንኢ ሕላገቱ
ኣብ ባዶ ዝዕበ ጽርዲ ጎረቤቱ

ሽፍታ ስርዓት ዘሳቐየ ህዝቡ
ብቛንቋ ብዓሌት ዜጋ መቓቒሉ
ንስርቂ ንዓመጽ ዘንወሐ ኣጽፋሩ

ሕብሪ ዓይኒ ሕብሪ ኤርትራዊ
ዘይማእመኦ ክስጉም ክዓቢ
ዝዘመተ ብለይቲ ብቐትሪ

ካርታ ዓባይ ትግራይ ክትርጉም ሓሊሙ
ወሪሩና መሬትና ደፊሩ
ተመንዩ ክውንን ዘይባሕሩ

በረኻታት ትግራይ ነቑጣታት መስሪቱ
መዳጎኒ ህዝቢ ንኹሎም ዝመጹ
ኣውሮጳ ኣመሪካ ከይሞልቁ ከይከዱ
ንሓሳር መከራ ንሞቶም ዳሪጉ

ወኪል ፍልሰት ደቂ ሰባት (Human trafficker) ወያነ’ዩ ባዕሉ
ልኡኽ ምዕራባውያን ናይቶም ጓሓላሉ
ኤረይ ንምድኻም ብሓደ ዝመኽሩ

ካብ ጥምየት ዝኸፍእ ጽኪ ዝሓሰመ
ጸረ-ህዝቢ ብቒም ዝኸሓነ
ብቕዓት-ኣልቦ ብደገ ዝቃነ

መንሽሮ ከባቢ ዕንቅፋት ምዕባለ
ዓሌታዊ ጭፍራ ብቕጥፈት ዝልለ
ብዉዕል ብሕጊ ኣባይ ዘይዳነ
ኣይመርሕ ኣይምራሕ ፈገር ዝዓወነ

ምልኪ እሰር ቅተል ኣብ ሃገር ኣዉጁ
ብጥምየት ሓለንጊ ሽሾ እንዳረገርፉ
ተለዊጠ ይብለና ክትሰምዖ ዘደንጹ
YHM
Jan 20, 2018 2:57 AM
71.202.43.232

‘They look too poor to wear that’: Dutch police to ‘undress’ youths wearing clothes deemed fancy

https://www.rt.com/news/416444-dutch-police-clothes-profiling/
Gasha
Jan 16, 2018 6:30 AM
68.104.144.181
Test
ስእለ
Jan 15, 2018 8:33 PM
108.48.36.197
ሉኡኻት ሳጥናአል
========
ናይ ጥፍኣት ሃወርያ ፍጡር ዘሰክሑ
ሙስሉያት ጨካናት ከም ከልቢ ዝነብሑ
ክዕንቀፍ ክወድቕ እምኒ ዝጨርሑ
ሓሶትን ተንኮልን ጥፍኣት ዘጋውሑ
ኣብ ታንኪ ወያነ ነብሶም ተወጥሑ
መድፍዕን ጠበንጃን ናብ ርእሰይ ዘቕንዑ
ንሓደ ዕላማ ክብረይ ክምንዝዑ
ሰላም ሓድነተይ ክዘርጉ ከንቅዑ
ኣይሰለጠን ሕልሞም በርዒኑ ቈሊዑ
ዓበድበድ ኣትይዎም ጉዶም ተቓሊዑ
ሲዒርዎም ሓየት ኣብ ሓቂ ጸኒዑ 
YHM
Jan 14, 2018 9:38 AM
71.202.43.232

Trump’s s***hole comment encapsulates America’s perpetually racist foreign policy

https://www.rt.com/op-edge/415827-trump-haiti-africa-countries/
Fish
Jan 14, 2018 12:49 AM
92.15.230.1
WHY ? WHY ? WHY ?

Fisherman Who R Both ... Am sure one is Gezaie... who is the second one ?

YHM
Jan 13, 2018 5:37 AM
71.202.43.232
YHM
Jan 12, 2018 7:35 AM
71.202.43.232

Selam Fish,

Good job! I agree with you one hundred percent. The question I want to ask is this. Maybe we can't stop Weyanes lies, especially the ones that are kneeling to their handlers. But why do Dehaiers need too give a platform to a lying imbecile?

Shaebians' stand is very clear.

It's no wonder that something as simple as Wedi Afom's trips to these friendly countries... can send the Weyanes and their hired dogs into meltdown mode.

Again... here it's.

Governments should not use the Nile River and its resources as a tool, President Isaias underscores (Asmara, 21 July 2011)

http://www.shabait.com/news/local-news/6404-governments-should-not-use-the-nile-river-and-its-resources-as-a-tool-president-isaias-underscores

http://hornofafrica.de/governments-should-not-use-the-nile-river-and-its-resources-as-a-tool-president-isaias-underscores/

YHM
Jan 12, 2018 5:16 AM
71.202.43.232

Scandal of US teen locked up for years without trial Tyler Haire was locked up at 16 and ordered to undergo a mental exam. What happened next is a scandal.

28 December 2017
From the section US & Canada

http://www.bbc.com/news/av/world-us-canada-42449965/scandal-of-us-teen-locked-up-for-years-without-trial

YHM
Jan 12, 2018 5:12 AM
71.202.43.232

Hospital apologises for 'dumping' gowned patient in cold

Imamu Baraka filmed the moment a patient at the University of Maryland Medical Center was escorted out of hospital in only a gown. Temperatures that night were close to freezing.

The hospital issued an apology and is investigating the incident.

11 Jan 2018
From the section US & Canada

http://www.bbc.com/news/av/world-us-canada-42655865/hospital-apologises-for-dumping-gowned-patient-in-cold

YHM
Jan 11, 2018 11:01 AM
71.202.43.232

ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፎርቂ መን'ዩ ?

ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፎርቂ ብዛዕባ ነብሱ ምዝራብ
ኣይመባልዕቱን'ዩ ግን መን'ዩ? ከመይ ዝበዩ?

https://www.youtube.com/watch?time_continue=1269&v=Mvk5wfisQ8g

Adal voice of Eritrean's'
Published on Jan 10, 2018

Fisherman
Jan 11, 2018 9:39 AM
98.167.205.174
Response to Fish

They both have sick mentality of harming the nation of Eritrea & its people. In short both are enemies of Eritrea, one is open enemy and the other is a foot soldier type of enemy. If my memories serves me right I believe they both were ardent supporters of Eritrea before the invasion of Wayne.


Broadcasted on 2024-07-21 | ዓወት ቢንያም ግርማይን ደግፍ መላእ ህዝቢ ኤርትራን | Analysis - Biniam Girmay's Tour De France performance - ERi-TV #eritrea